1 ናይ 2009/2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ክተቅርቡ ትክእሉ
2 ናይ 2009/2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ናይ ቫት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ
5 ናይ ወርሒ ሓምለ/ነሐሰ 2009 ዓም ዴክሌር ዝገበርኩምሉ መረዳእታን ከትቅርቡ ትክእሉ
6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይነኩም ዝሰዓርኩuዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክመሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኩም ምጎዓዝያ ናብ ኮሌጅና ክተቅርቡ ትክእሉ
7 መወዳደሪ ደክመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ
8 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ሰላሳ ብር እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያንÂ ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ከይዱ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ህንፃ ቁፅሪ 03 ካብ 13/2/2010 ክሳብ 27/02/2010 ዓም ሰዓት 8:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ብር : ኣቁሑት ፅሬት :ንሎት 2 ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት 3000 ብር: ሎት 3 መሳርሒ ህንፃ ንሎት 4000 ብር : ሎት 4 አዉቶሞቲቭ 400: ሎት 5 ናይ ፅሬት ኣቅሑት 2000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ወይ ካልኦት ከተትሕዙ ትክእሉ
11 እትህብወ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕ:ለት ጀሚሩ ን 25 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
12 እቲ ጨረታ ዕለት 27/02/2009 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ኣብ ደጋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
13 ተጫረቲ ሰብ ዋና ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ምክፋት ከይዲ ጨረታ አይተአጎጎልን ወይ ከይተከፈተ ዝምለስ የለን
14 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ
15 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብኣካል አብ ኮሌጅና ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0914122418 ወይ 0346670207 ወይ 0942016205 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ አኢኩም
ድሕሪት