ዓለም ለኸ ምድሓን ህፃናት ትግራይ ኤርያ ኦፊስ ንትርፊ ዘይቆመ ዘይመንግስታዊ ገባሪ ሰናይ ትካል ንዝህቦም ሰብኣዊ ግልጋሎት መሳለጢ ዝዉዕል መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክጥቀም ይደሊ

ሞዴል 105 ዝኾነት መኪና

2 ሙሉእ ቀበቶ/ safty belt/ ዘለዋ ከምኡዉን 6 ሰብን ካብኡ ንላዕልን እትሕዝ

3 አየር ኮንዲሽነር /AC/ ዘለዋ

4 ዝተጠየቀ ዝተሐተተ መኪና ብቅልጡፍ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ 2009 ዓ/ም ከም ኢትዩጰያ ኣቆፃፅራ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድን ሙሉእ ኢንሹራንስ ዘለዎ

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

7 ቴክኒካዊ ፀገም ዘይብለንን መስተዋተን ማዕፆአንን ብትክክል ዝሰርሕ ማካኑ ዝተረጋገፃ

8 ኣብ ሙሉእ ወረዳታት ትግራይ ከስርሕ ዝክእላ ተሽከርከርቲ ከቅርብ ዝክእል

9 መቅረብቲ ካብ ዕለት 10/10/2017 ክሳብ 20/10/2017 ፈረንጂ ብስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ከብቲ ድርጅት ብምዉሳድ ብክልተ ፖስታ ሰታሪት ቅዳሕን ኦርጅናልን ሞሊእኩም ከምኡ ድማ መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብስፒኦ መልክዕ ካብ ባንኪ ክተቅርቡ ከምዘለኩም እናሐበርና እቱ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘለዉሉ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ 9:00 ይክፈት

10 መተሓሳሰቢ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ከዓ ብክፋሉ ንምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልክ ቁፅሪ 0344 41 56 07

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s