ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ኣብ ታሐቲ ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ናይ ጥዕና በዓል ሞያ ኣልባሳት ጋዎን ከምኡድማ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ሎት 1 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልፂ ጨረታ
  • ሎት 2 ናይ ጥዕና በዓል ሞያ አልባሳት ጋዎን ግልፂ ጨረታ
  • ሎት 3 ናይ ኮምፒዩተርን ኮምፒዩተር ተዛመድቲ ግልፂ ጨረታ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድÂ ዘሐደስኩምን::
  2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  3. ንኩሎም ሎታት ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሴርተፊኬት :ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ከምኡዉን ናይ ወርሒ ጉንበት 2009 ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  4. መኽበሪ ጨረታ ንሎት 1 ስፒኦ ብር 15,000 ስፒኦ :ንሎት 2 ብር 10,000 ከምአዉንÂ ንሎት 3 ብር 5000 ክተትሕዙ እትክእሉ::
  5. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ንሎት 2 ን ንሎት 3ን ብሰምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ክምአዉን ንሎት 3 ቴክኒካል ፋይናንሻል ነንሕድሕድ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::
  6. እቲÂ ጨረታ ካብ ሰነ 27/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕÂ እንትኸዉን 12/11/ 2009 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30Â ይኽፈት::
  7. መሸነፊ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን ወይ ከዓ ሳምፕል መሰረት ንብረት ከቅርብ ዝክእልን
  8. ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ እንተኾይኖም እነተተኪቦም ናይ ሰዓራይነት ደብዳቤ ካብ ዝተዉሃቦም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉን ዕለት ጀሚሩ ድማ ኣብ ዉሽጢ 30 ተከታታሊ መዓልቲ ከቅርብ ግዴታ አለዎም
  9. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድን እቶም ሳምፕል ድማ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ቢሮ ቁፅሪ መዒእኩም ምርኣይ ትክእሉ
  10. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት
  11. ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ብተዋሰኪ ብመምረሒ ሰርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትገራይ ኣዋጅ ቁ 255/2007 መምርሒ ቁፅሪ 04/2007 ተገዚኡ ይኸዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ 0344404715/ 0344400451 ምድዋል ይከአል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s