ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ።
1. ቢሻይ ጋሪ(2.5 ግራም) ናይ ማይ መፃረ ኬሚካል ብቑፅሪ 35000 2. ናይ 20 ሊትሮ ፕሳስቲ ባልዲ በዓል መኽደን ብቑፅሪ 700 3. በዓል 5 ሊትሮ መኽደኒ ዘለዎ ናይ ፕላስቲክ መትሐዚ (ብራኳ) ብቑፅሪ 700 በዓል 250 ግራም ናይ ክዳን ሳሙና ብቑፅሪ 3500 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቑሒታት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን በቲ ተኣዚዙ ዝርዝርቨመሰረት ከቅርብ ዝኽእል፣ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 30/08/2006 ዓ/ም ይኸውን። ናይ ጨረታ ሳንዱቐ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/09/2006 ሰላት 6፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሎ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት ይኸውን ውዕሊ መኽበሪ ናይቲ ዘእተውኽምዎ ዋፋ 2% ብCPO ክትሕዝ ዝክእል ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰሉ ኣለዎ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ መቐለ ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s