ንህንፃ ተቃራፅትን ሐፂነ መፂንን ትካላት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ደብረ ሃዋዝ መካነ  ቅድሳን   ተ /ሃይማኖት  ቤተክሪስትይን  ሐዉዜን  የስርሖ  ንዘሎ ህንፃ   ስራሕቲ  ኬንቺ  በፂሑ  ይርከብ  ሰለዝኮነ ድማ   መቅረብትን ሰራሕትን  ብረት ኬንቺ  አጫሪቱ ከስርሕ  ይደሊ

ብዚ መሰረት ክትጫረቱ አትደልዩ ህንፃ ተቃራፅትን ሐፂነ መፂንን ትካላት

1 ናይ 2006 ዓ.ም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ናይ TIN ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ሙሉእ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ክወስዱ ዝደሊ ንህንፃ ተቃራፅትን ሐፂነ መፂንን ትካላት

ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 21/08/2006 ዓ ም ጀሚሩ አብ ደብረ ሃዋዝ መካነ ቅድሳን ተ/ሃይማኖት ቤተክሪስትይን ሐዉዜን ምግዛእ ዝክእል ኮይኑ እቲ ዶክመንት ጨረታ ድማ አብ ደብረ ሃዋዝ መካነ ቅድሳን ተ/ሃይማኖት ቤተክሪስትይን ሐዉዜን ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምቅራብ ይግባእ

3 ተጫረቲ ንተወሳኪ ሐበሬታ አብ ደብረ ሃዋዝ መካነ ቅድሳን ተ /ሃይማኖት ቤተክሪስትይን ሐዉዜን ብአካል ወይ ድማ ብስልኪ ምሕታት ይካአል 0914477338/ 0914045764

4 ተወዳደርቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ስፒኦ ወይ ድማ ባንኪ ጋራንቲ ዓሰርተ ሚእታዊ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብሽም ደብረ ሃዋዝ መካነ ቅድሳን ተ /ሃይማኖት ቤተክሪስትይን ሐዉዜን ክትሕዙ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 27/08/2006 ሳዓት 8:00 ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 8:30ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ቤት ፅሕፈት ሰበካ ጉባኤ ህንፃ ኮሚቴ አብዘለዉሉ ይክፈት

6 አሸናፊ እቲ ጨረታ ዉዕል ካብ ዝተፈፀመሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 30 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉሽጢ ከረክብ አለዎ

7 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረትን ዝስርሕዎ ስራሕን ብባዓል ሞያ ምስ ተረጋገፀ ጥራሕ ክፍሊተ ይፍፀመሎመ

8 አሸናፊ እቲ ጨረታ ዉዕል ቅድሚ ምእሳሮም እቲ መክበሪ ቢድ ቦንድ ባንኪ ጋራንቲ ዓሰርተ ሚእታዊ ብሽም ደብረ ሃዋዝ መካነ ቅድሳን ተ /ሃይማኖት ቤተክሪስትይን ሐዉዜን አስሪሐም ከቅርቡ ይግባእ

9 ደብረ ሃዋዝ መካነ ቅድሳን ተ /ሃይማኖት ቤተክሪስትይን ሐዉዜን ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፊል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s