ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ጎማ ሞተር ሳይክል ፣ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምናን አፋዉስን: ናይቢሮ አቁሑት ማለትዉን ወናብር ጠረጴዛ: ቡቱን ጨርቂ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ መኪና ጎማታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድም
  1. ኣብቲ ዉድድረ ክካፈሉ ዝግብኦም መቅረብቲ ንዘቅርብዎም ኣቁሑት ዝተተሓሓዘ ዝተሓደሰÂ ናይ Â 2009 ን በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. Â ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምናን አፋዉስን ኤለክትሮኒክስ ናይቢሮ አቁሑት ማለትዉን ወናብር ጠረጴዛ ንምቅራብ ኣብ ዝወዳደሩ ን ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ ወርሒ ታሕሳስን ጥርን 2009 ዓ ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክምዝገቡ ዘይግብኦም እንተኮይኖም ድማ ክምዝገቡ ከምዘይግብኦም ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. ግብሪ መንግስቲ ከፋሊ ምካኑ ዘረጋግፅሉ ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃበ መለለዩ ቁፅሪ መላት እዉን ቲን ነምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. መንግስታዊ ኣብያተ ዕዮታት ኣብ ዝፍፅምዎም ግዚኢታት ንምክፋል ኣብ ናይ ኣቁሑት ግልጋሎት መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝገልፅ ናይ 2009 መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  6. ሰዓሪ ምካኖም ብምግላፅ ዉዕሊንክኣስሩ ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ናይ ዘቅርብዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መክበሪ ኣትሒዞም ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓኒ መጋዕዝያ መራገፍን ንብረት ናብ ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ አታዊ ክገብሩ ዝክእሉ
  7. ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንጨረታ መክበሪ ንጎማ ሞተር ሳይክል ዝወዳደሩ 2000 ቅርሺ ፣ ን ናይ መኪና ጎማታት 2000 ቅርሺ ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምናን አፋዉስን 3000 ቅርሺ ንኤለክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ ናይቢሮ አቁሑት ማለትዉን ወናብር ጠረጴዛ 3000 ቅርሺ ንቡቱን ጨርቂ 1000 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት 2000 ቅርሺ ብሲፒኦ ብጥረገንዘብ ብዝተረጋገፀ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዙ ዝክእሉ
  8. ሰነድ ጨረታ ካብ 12 መጋቢት 2009 ዓ ም ጀሚሩ ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ዝወዳደርሉ ዋጋ መሊኦም ኣብ ነፍስወከፍ ገፅ ፈሪሞም ኣብ ልዕሊ ፖስታ ሽሞምን ኣድራሻኦምን ፅሒፎም ፈሪሞምን ማሕተም ገይሮምን ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 28 መጋቢት 2009 ዓ ም ሰዓት 3 ፡00 ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ
  9. ጨረታ 28 መጋቢት 2009 ዓ ም ሰዓት 3፡ 10 ተዓፅዩ ሰዓት 3 ፡30 ይክፈት
  10. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም እንትርከቡ ይምረፅ
  11. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ዝተፈላለዮ ኢንቨሎፓት ዉሽጢ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ብዝብል ምልክት ብምግባር ከእትዉ አለዎም
  12. እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430565 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s