አብ ኢትዩያ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሃገረ ስብካ ዓዲግራት ማሕበርዊን ልምዓትን መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ጋቢዮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክማእሉ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ምዝገባ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

3 ናይ እሴት ታክሲ ምዝገባ ሰርተፊኬት VAT/TOT ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ግድብ ላይ ምዘገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

5 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ መክበሪ ቦንድ 2% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ናይቲ ንብረት ከትሕዝ ዝክእል

7 ዋጋ ክመለኡ ከለዉ እቶም ላዕሊ ዝተጠቀሱ መረዳእታት ምስ ዋጋ መምለኢ ቅጥዒ ሓቢሩ ኣብ ፖስጣ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል

8 ኣብ እዋን ክፈሊት ንሕድሕድ ፕሮጀክት ፈሊዩ ሕጋዊ ደረሰኝ ናይ ቫት ወይ ናይ ትኦቲ ክቆርፅ ፍቃደኛ ዝከነ

9 ኢቲ ዘሸነፎ አካል ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ጨረታ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ 10ተ መዓልቲ(delivery time) ናብ ከቅርብ ዝክእል እነተዘይኣቅሪቡ ንጨረታ መክበሪ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

10 ድልየት ዘለዎም ተጫረቲ ናይ ንብረት ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 18/04/2009 ዓም እስካብ 25/04/20089 ዓ/ም ካብ ADSC መቐለ ኦፊስን ካብ ኣድግራት ዕድጊት ከፊሉ ናይቲ ትካል ምዉሳድ ይከኣል

11 እቲ ጨረታ ብ ዕለት 18/04/2009 ዓም ንጉሆ ካብ ሰዓት 3:30 - 4:00 ኣብ ዝተዘጋጀወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ የእቱ ካብ 4:00 ደሓር ዝመፀ ከምዘይተኣነገድ ብምሕበር ልክዕ ብ 4:01 ኣብ ቅድሚ ተጫራታይ ተዓፂዩ ብ 25/04/2009 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ኣድራሽ እቲ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎዉ ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና ነዚ ዝሐሸ ጨረታ ብክፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s