ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ አብ 2009 ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቑሑት ናዉቲ ጨንፈር ማእከል : ናዉቲ ቤተ ንባብ : ናይ ስፖርት

Â

  • ናዉቲ ጨንፈር ማእከል
  • ናዉቲ ቤተ ንባብ
  • ናይ ስፖርት

ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዝተፀርሑ ረቋሒታት ተማልኡ መቅረብቲ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መለለዩ ቁፅሪ ቲን ነምበር /Tin Number/ ከቕርብ ዝክእል

3 እዋናዊ ግብሪ ዝኸፈልኩምን መረዳእታ እተቅርቡ ክተቅርቡ እትክሉ

4 አብ ልዕሊ 100,000 ዕድጊት ዝሳተፍ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (VAT) ከፋልነት መረዳእታ ዘቕርብ ክኾነ አለዎ

5 ሕጋዊ ናይ መቕረባይነት መረዳእታ ዘቕርብ

6 ናይ ጨረታ መኽበሪ ዉሕስና ካብቲ ዘቕርቦ ጠቅላላ ዋጋ ክልተ ሚኢታዊ (2%) ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሸም እዚ ቤት ትምህርቲ ከቕርብ ዝኽእል

7 እቲ ሰዓራይ ዉዕሊ ቕድሚ ምእሳሩ መኽበሪ ዉዕሊ ዉሕስና ካብቲ ዘቕረቦ ጠቕላላ ዋጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ 10% ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእለ

8 ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ነቶም ኣቕሐታት ናብ ቤት ትምህርቲ ዘቕርብ

9 እቲ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ አበ ዉሽጢ ሓሙሽተ (5) መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ክቅርብ ዝክእል ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

10 ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳር እቲ ቤት ትምህርቲ ዝርዝር ዝገዝኦም ኣቕሓታት ክሳብ ሚኢታዊ (20%) ነቲ ነፀላ ዋጋ ከይተንከፈ ክዉስክ ወይ ድማ ክንኪ ይኽእል

11 ካብቲ ሰነድ ወፃኢ ዝኾኑ ስፐሰፊኬሽናት (መፍለዩ) ተቐባልነት የብሎምን

12 መቕረብቲ ኣበቲ ሰነድ ንዝቕርብዎ ዋጋ ታክስ ዝሐዉስ ምኹዋኑ ክገልፁ አለዎም

13 ናሙና ከቕርብ እንተሕተት ከቕርብ ዝክእል

14 እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን አብቲ ሰነድ ብዕሊ ክግለፅ አለዎ

15 ሰነድ ጨረታ ክምላእ ከሎ እዋን ኣብቲ ሰነድ ብዕሊ ክግለፅ አለዎ

16 እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 3/4/2009 ክሳብ ዕለት 12/4/2009 ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት ይኸዉን

17 ቴክኒካዊ መግለፅን ፋይናንሳዊ መግለፅን ነንበይኖም ብኢንቨሎፕ ምስተኣሸጉ ኣብ ሐደ ዓብዩ ኢንቨሎፕ ከጥመሩ አለዎም

18 መቕረብቲ ንዘለዎም ሕቶታት ቅድሚ ምዕፃዉ እቲ ጨረታ ብፅሑፍ ከቕርብ አለዎም

19 እቲ ቤት ትምህርቲ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

20 እቲ ሰነድ ብብር 50 ብንክፋል ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይከኣል

23 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ/ቁፅሪ ስልኪ 0914765469 / 0920173601 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

    አድራሻ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጥቓ እንዳ አቡና አረጋዊÂ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s