ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ማሕበር ረድኤት ትግራይ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝዘተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ግዝኢት ንምፍፃም እዚ ናይ ጨረታ ነሰድ ኣዳልዩ ኣሎ። ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ክማላኡ ዝግቦኦም ረቋሕታት

  1. ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎም በቲ ዘርፊ ተመዝጋቢ ዝኮነን ዘይምለስ ብር 20.00 ከፊሎም ካብ ከተማ መኾኒ ዝርከብ ናይ ደደቢት ማይክሮ ፋይናን ህንፃ 5ይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈታት ማረት መተሓባበሪ ወረዳ ራ/ዓዘቦ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክትወስዲ ይኽእሉ

  2. በቲ ሓዱሽ መቐረባይነት ዝተመዝገበ ክኸውን ይግባእ

  3. ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፎቶ ኮፒ ኦሪጅናልን ሒዞም ክቕርቡ ኣለዎም።

  4. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 01/06/2006 ዓ/ም ክሳብ 16/06/2006 ዓ/ምይከውን

  5. ጨረታ ዝዕፅወሉ ዕለት 16/06/2006 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ደማ ዕለት 16/06/2006 ዓ/ም ኮይኑ ንጉሆ ሰዓት 4 ኮይኑ

  6. ዝክፈተሉ ደማ ዕለት 16/06/2006 ዓ/ም ኮይኑ ንጉሆ ሰዓት 4፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማረት መተሓባበሪ ከተማ መኾኒ ይኽፈት።

  7. ተጫረቲ ካብ ዘቕቡዎ ጠቕላላ ዋጋ 10% ናይ ጨረታ ውዕሊ መኽበሪ ሕጋውነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ኢንሹራንስ ቦንድ ጥራሕ ክትሕዘ ኣለዎም።

  8. ኣብ ጨረታ ግዜ ኦርጆናልን ኮፒ ኸቅርበ ዘኽእልን ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝኽእል

  9. እቲ ሰዓራይ ዝሰዓረ ምኳኑ ምስ ተነገሮ ኣብ 5+ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝእል ክኸውን ይግባእ

  10. ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝኽእል ምኻኑ

ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s