ሪጋ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | መብርሂ |
1 | ፕሪንተር | ቁፅሪ | 1 | Â |
2 | ላፕቶፕ | ቁፅሪ | 1 | Â |
3 | ዴስክቶፕ | ቁፅሪ | 5 | Â |
4 | ፕሮጀክተር | ቁፅሪ | 1 | Â |
5 | D-link hub with 24 port | ቁፅሪ | 1 | Â |
6 | UTP cable | ሜትር | 100 | Â |
7 | RJ-45 original | ቁፅሪ | 40 | Â |
Â
ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 09 /02 /2009 ዓም ክሳብ 21 /02/ 2009 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
መክበረሪ ጨረታ 1000 ቅርሺ
ሳንዱቅ ጨረታ 21/ 02/ 2009 ዓም ሰዓት 9:00 ይዕፆ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት
ጨረታ ዘሸነፈ አካል ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ
ናይ 2009 ዓምÂ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ነምበር መቅረባይነት ዘለኩም
ተመዝገብቲ ተወሳኪ ታክዝ ዝኮንኩም
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347790100 /0347790075
ድሕሪት