ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ አብ ዓዲ ሽምዱሑን ዝርከብ ኒኮላስ ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አለዎ ኮይኑ ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ኸፊሎም ንግዲÂ Â ፍቓዶም ዝተሐደሰ::

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ቫት /TOT/ ተመዝገብቲ ምኮንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ዝክእሉን::

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋስተና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::

4 ነዚ ሰነድ አብ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምኻኑ ከፍልጥ ይግባእ::

5 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተረጋገፀ አብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል

7 ካብዚ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዋጋ መቅረቢ ወፃኢዝቐረበ ተቐባልነት ስለዘይብሉ አብዚÂ

ዝተወሃበኩም ዋጋ መቅረቢ ጥራሕ ይምላእ

7 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ከቕርብ ዝክእል

8 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር /ሓምሳ ብር / ብክፋል ክትወስዱÂ ትኽእሉ

9 እዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኾነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ አለዎ

10 Â እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 9/2/2009 ዓ/ም ክሳብ 15/ 02 /2009 ዓ/ም ጨረታ ምዕዳግ ዝከኣል እንትከዉን እዚ ጨረታ 15/ 02 /2009 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ Â ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትÂ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይÂ 6 ደብሪ ምም /ጠ /ግልጋሎት ቢሮ ቀፅሪ 2 ይኽፈት::

12 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእÂ ይኹንÂ ብኽፋልÂ ናይÂ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወÂ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344 41 36 46

         ሞባይል 0914 - 765389

ኣድራሻ ኣብ ጥቃ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዱኣትÂ ኩናት ትግራይÂ 6 ደብሪÂ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ቢሮ እዩ ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s