ጨረታ ምልክታ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና አገልግሉት ዝውዕል ናይ መለዋወጢ አቑሑት መካይንን መካይንን ንምግዛእ ስለዝደለየ፣ ንምግዛእ ስለዝደለየ ፍቓድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም።
ተጨረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ርቛሓት:
- ቀዳማይ ናይ ዘበን ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም።
- ካልኣይ መለለዪ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ክትቕርቡ ትኽእሉ።
- ሳልሳይ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ክትቕርቡ እንተኽኢልኩም።
- ራብዓይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቲፊኬትን ናይ ወርሒ ሓምለ፣ ነሓሰ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዲክላራሲዮን ክትቕርቡ እንተኽኢልኩም።
- ሓምሻይ ንምኽበል ጨረታ ብ CPO 50,000 ብር ቼክ ክትሕዙ እንተኽኢልኩም።
- ሻድሻይ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ዋናን ቕዳሕን ብክልተ ፖስታ ኣብ ስራሕ ዘሎ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ንኡስ ኸይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ንእታው ትኽእሉ።
- ሻብዓይ ጨረታ ካብ መስከረም 12/2019 ዓ.ም. ክሳብ ዕለት 22/01/2019 ዓ.ም. ን 15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ እንተኾውን፣ ዕለት 22/01/2019 ዓ.ም. ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኸፈት።
- ሻምናይ ተወዳዳራይ ትካል ብስቶሃቦ ዘርዘር መሰረት ንመወዳደሪ ትክክለኛ ዋጋ ክቕርብ ይግባእ። ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ ኸይሓወሰ ዝቐረበ ተጨራታይ፣ ተወሳኺ እሴት ታክስ ከምዝሓወሰሉ ይወሰድ።
- ታሽዓይ ተጨራታይ ብዘርዘር መዐቀኒ መሰረት እንተስዒሩ ክቕርብ ካብ ስቶሃበ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ስራሕ መዓልቲ ውዕሊኻ እስር አለዎም።
- ዓሽራይ ስዓራይ ትካል ውዕሊ መኽበሪ 10% ካብ ሓፈሻዊ ዝስዓሮ መጠን ገንዘብ የትሕዝ።
- ዓሰርተ ሓደ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ክፍል ዕደጋ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ሙሳድ ትኽእሉ።
- ዓሰርተ ክልተ ቢሮ አድላይ ኾይኑ እንተረኺቡዎ ኣብ ጨረታ 20% ክወስኽ ወይ ክቐንስ ይኽእል እዩ።
- ዓሰርተ ሰለስተ ኩሎም ስሙን መአዘዚ ጨረታና ብስርዓት ንምምራሕ ዕደጋ ክፍሊና አዋጅ ቑፅሪ 125/2005፣ መምርሒ ዕደጋ ቑፅሪ 04/2016 ዝብል ተማሓይሹ ዘሎ መምርሒ ተፈፃሚ ይኸውን።
- ዓሰርተ ራብዓይ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ትጨረታ ብሙሉኡ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መበሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ስልኪ ቑፅሪ 0344404715 ብምድዋል ተወሳኺ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል እዩ።
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
ድሕሪት