ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 8, 2018
posted: ቅድሚ 2 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 6/12/2018 ዓ/ም -12/12/2018 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 12/122018 ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
7 VA ተመዝገብቲ ዝኾንኩም፡፡