ቁፅሪ........./2018ዓ/ም
ዕለት----27/06/2018ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ::
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
| ታ.ቁ | ዓይነት ክራይ ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ጠቕላላ ዝተኮመረ ሓመድ ኩንራት መበተኒዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ሎደር መሽን ክራይ | ቁፅሪ | 1 | |||
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ በቢ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ብተወሳኺ ድማ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎን ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል
2/ ተወዳደርቲ እቲ ዝብተን ሓመድ ብኣካል ንቤትህንፀት መቐለ መፂኦም ብምርኣይ ናይ ጠቐላላ መበተኒ ዋጋ ብምምላእ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ተመሊኡ ብ ፖስጣ ብምዕሻግ ከቕርቡ ይኽእሉ
3/ ንዝወፀ እስፐስፍኬሽን ኣማሊኡ ዘይተረኸበ ተወዳዳሪ ካብ ዉድድር ዉድቂ ከምዝግበር ክፍለጥ ኣለዎ
4/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/08/2018ዓ/ም ክሳብ 16/08/2018ዓ/ም ሰዓት 3.00 ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይኽእሉ እቲ ጨረታ ዕለት 12/08/2018ዓ/ም ሳዓት 3.30 ተዓፅዩ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት
5/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ምስበተኖ ዝኸፈሎ ገንዘብ ድማ ልዕሊ 10.000 ብር እንተኾይኑ ድማ 3%ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይኸፍል
6/ መስራቤትና ዘሐሽ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል
ቤት ህንፀት መቐለ
ድሕሪት