ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 34/2018 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ዋንነታ ዝኾነት ተሽከርከርቲ ታቁ -00479 TOYOTAን ማዝዳን ተባላሽየን ጠጠው ኢለን ሰለ ዘለዋ ንፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ሰፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 23151ቐ/መ/ማይ ብዕለት 10/07/2018 ዓ.ም ብ አውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
- ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ
አለ :: ድግ ስለ ዝደለዮ Psy 3 አ።
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Glow Plag 19850-17020 | Pes | 6 | |||
| 2 | Cylinder Assy Clutch Master 3141060432 | Pcs | 1 | |||
| 3 | Shim Valve 13753-17040 | Set | 12 | |||
| 4 | Valve Intake 13711-17010 | Pcs | 6 | |||
| 5 | Valve Exhaust 13715-54040 | Pes | 6 | |||
| 6 | Valve Guide 11122-17020 | Pes | 12 | |||
| 7 | Valve Seal 90913-02109 | Pcs | 12 | |||
| 8 | Inner bearing front axel 9036845087 | Pcs | 4 | |||
| 9 | Outer bearing RH & LH 9036849084 | Pes | 4 | |||
| 10 | Suspension (balestra) bushing 9038518021 | Pes | 8 | |||
| 11 | Fuel Filter 1725552 | Pes | 4 | |||
| 12 | Air Filter AB399601AB | Pcs | 1 | |||
| 13 | CV(Constant Velocity) joint Right Side Model MAZDA BT-50 chasis No MM7VR4DB5LW044396 | Set | 1 | |||
| 14 | CV(Constant Velocity) joint Left Side Model MAZDA BT-50 chasis No MM7VR4DB5LW044396 | Set | 1 |
N.B ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 18/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 21/07/2018ዓ/ም
➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
➢ ኣድራሻ
ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል
ድሕሪት