ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምልክታ ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ምልክታ ፕሮፎርማ 

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምልክታ ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ተቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቁፅሪ/ Specification/በዝሒመለክዒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳን
1.ዲስክ ቶፕ ኮምፒተርCore 17 8th Generation RAM 8GB Storege 1TB HDD new/ሓዱሽ/ብስፐፊኬሽን መሰረት/01
2.ናይ ኮምፒተር ስፒከርብኦርጅናል06

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን።

3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።

4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉን።

5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ናብ ኮምሽን ፖሊስ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣብ ውሽጢ /7/ ሸውዓተ መዓልቲ ከቅርቡ ዝኽእሉ።

6. ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሱ ሕልው ኮይኑ ኣብ ሕድሕድ ንብረት ዝተመልአ ዋጋ ፃንሒቱ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ ።

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት07/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 10/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዳይሬክትሮት ዕደጋን ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 308 ዝኸፈት ይኸውን።

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 308 ዕደጋን ፋይናንስን ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ።

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (367)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s