ቁፅሪ........./2018ዓ/ም
ዕለት----27/06/2018ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኸፈል ካብ ማይ ፈሳሲን/ካብ ኪሓ ጥራሕ ንተሃነፅቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ተምፅእ ልዕሊ 15 ሜ.ብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ካብ ዘለዉኦም ዉልቀ ሰብሃፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
| ታ.ቁ | ዓይነት ግልጋሎት ክራይ | መለክዒ | ናይ ሓደ ሜትር ኪብ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ||||
| 1 | ናይ ማይ ዋጋ ብመስራቤት ዝኽፈል ኮይኑ ልዕሊ 15 ሜትርኪብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ካብ ማይ ፈሳሲ/ኪሓ ፅሩይ ዝስተ ማይ ጥራሕ ንምምፃእ ክራይ | ሜትርኪብ | |||
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ብተወሳኺ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎን ናይ ቫትን ናይ ጥሪ ወይ ናይዚ ቀረባ ናይ 3ተ ወርሒ ናይ 2018ዓ/ም ድክሌር ዝገበረን ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል
2/ ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ 3000 ብር ተጫሪቱ ዘሸነፈ ተወዳደሪ ድማ ድሕሪ ናይ ጥርዓን 3' መዓልቲ መክበሪ ዉዕሊ 3000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ዘትሕዝ ኮይኑ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ድሕሪ ምክፋቱ ን10 መዓልቲ ዝፀንሕ ይከዉን
3/ ኣብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ሻት ተመዝገብቲ ኮይኖም ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ሓደ ሜ ጥራሕ ምስ ቫቱ ተመሊኡ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ምስ ዘድልዩ ደኩሜት ብምትሕሓዝ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ን ቢሮ ቁፅሪ 6 ብፖስታ ብምዕሻግ ከእትዉ ይግባእ
4/ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ _ ዝመፅእ _ ፖስታ ይኹን ሓሳብ ተቕባልነት የብሉን ብተወሳኺ ንዝወፀ እስፐስፍኬሽን ኣማሊኡ ዘይተረኸበ ተወዳዳሪ ካብ ዉድድር ዉድቂ ከምዝግበር ክፍለጥ ዘለዎ ኮይኑ ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ካብ ማይ ፈሳሲ ወይ ካብ ኪሓ ዘይከነ ካብ ከሊእ ፅሬት ዘይብሉ ማይ እንተኣምፂኡ ዘትሓዞ መክበሪ ዉዕሊ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ ብሕግዉን ዝጥየቕ ይከዉን
5/ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 27/06/2018ዓ/ም ክሳብ 07/07/2018ዓ/ም ሰዓት 3.00 ዘይምለስ 100ብር እናኸፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይኽእሉ እቲ ጨረታ ዕለት 7/07/2018ዓ/ም ሳዓት 3.30 ተዓፅዩ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኸፈት
6/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ንዝሃቦ ግልጋሎት ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10,000 ብር እንተኮይኑ 3%ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይኸፍል
7/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል
ቤትህንፀት መቐለ
ድሕሪት