ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ናይ ቤ/ፅ/ት ምም/ር ኣብ በጀት ዓመት 2009 ንዝትፈላለዩ ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት አቁሑት: ናይ ሕትመት ስራሕቲ: ናይ ቢሮ አቁሑት(ፈርኒቸር): ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቅታት

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ ናይ መቅርባይነት መለለይ ካርዲ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምካኖም ዘረጋግፅ መረዳእታ ዘለዎ

5 ናይ ዝሐለፈ ሒሳብ /ቫት ዲክለሬሽን/ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክከዉን አለዎ

6 ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫራታይ ዝጫረተሉ ሰነድ ኣብ ተከታታሊ መዓልቲ ከብ ዕለት 27/12/2008 ክሳብ 06/01 /2009 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:00 ዘሎ ግዜ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን 30 ብር ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

8 እቲ ዝተመልአ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ሓደ ዋና ሓደ ኮፒ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖሰታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ የእቱ

እቲ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን ፅሬት አቁሑትን ዕለት 9 መስከረም 2009 ዓም ንሞተር ሳይክልን መኪና መለዋወጢ አቁሑትን 10 መስከረም 2009 ዓም ናይ ፈርኒቸርን ሕትመት ስራሕትን 11 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪል ከምኡዉን ንዝተዓዘብቲ ክፍቲ ኮይኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ሃገረ ሰላም ይክፈት

9 3000 ብር መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ብCPO ከቅርብ ዝክእል ደረቅ ቸክ ተቀባልነት ዘይብሉ ምካኑ ብጥብቂ ነተሓሳስብ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ብምምፃእ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0343390402 / 0343390012 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s