ፃውዒት ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞተራት ጋራዥ ዕገና ዝተፈላለያ ናይ ነዳድን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ሰርቪስ ንምግባር ስለዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ ::
| ተ/ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ፒስተን ምስ ከምቻ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 2 | ዴብራተር | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 3 | መጋዝ | 4 | 06 | ||||||
| 4 | ለቶፕ ላይት | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 5 | መኽደን ሳልቫትዮ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 6 | ጌጅ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 7 | ባውዛ ምስ ከቨር | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 8 | ፍሬን ሻራ ቅድሚትን ድሕሪትን | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 9 | ፍሪስዮን ሆልደር ምስ ማኔላ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 10 | ፍሬን ሆልደር ምስ ማኔላ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 11 | ዘይቲ ሞተር | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 12 | ዘይቲ ናላዕሊ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 13 | ፍራቻ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 14 | ስፖኮዮ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 15 | ኣቕራተር ጋይና | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 16 | ኣራተር ዓፅሚ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 17 | ቑልፊ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 18 | ማኔላ መርግሒ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 19 | ናይ ላዕሊ ዘይቲ ቆት | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 20 | ሰርቪስ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል | |||||||||
| 1 | ፍሬን ሽራ ናይ ድሕሪትን ቅድሚትን | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 2 | ኩችኔት ናይ ቅድሚት | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 3 | ዓረር መሪ | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 4 | ሰርቪስ | ቁዕሪ | 01 | ||||||
1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
2. Tin Nurber ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
3. ቫት ዝተመዝገበ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢን ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ካትሕዝ ኣለዎ
5. ዝተዳለወናይ ናይ ውስን ጨረታ ሰነድ ብር 100 ሚአቲ ብር /ዘይምለስ እናኻፈለ ክወስድ
6. ውስን ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 12 /6/ 2018 ዓ.ም ክሳብ 17 /6/ 2018 ዓ.ም
7. ውስን ጨረታ ዝርአየሉ ዕለት 17/6/ 2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት
8. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን
ድሕሪት