ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ቤት መዘጋጃ ከተማ አጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ንከተምኡ ዘገልግሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ባዉዛን ኬብልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ተጫረቲ ናይ እትወዳደርሉ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ ስራሕኩምን : መቅረባይነት ካርዲ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርዲ ወይድማ ቲን ናምበር ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገበቲ ምካንኩም መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 ተጫረቲ ቫት ማለት እዉን ቫልዩ ኣድ ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ናይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽምን ፊርማን ኣድራሻን ሕጋዊ ማህተም ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ ክግበር አለዎ

5 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ኣብ ካሊእ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባለነት የብሉን

6 ብተወሳኪ ድማ ኣብ ነብስወከፍ ኣቅሐ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሱ ብጥንቃቀን ትክክልኛን ነፀላ ዋጋን ክቅመጥ አለዎ

7 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ሕጋዊ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 50000 ቅርሺ ብስፒኦ ከቅርቡ አለዎም

8 ተጫረቲ ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ 12/6/2018 ዓም ክሳብ 26/6/2018 ዓም ንተከታተልቲ 15 መዓልቲታት ከወስዱ ይክእሉ

9 እቲ ጨረታ 26/6/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በትመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወድድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተከብሉ ይክፈት ተዘይተረኪቦም እዉን ኣብ ዉሽጢ ጨረታ ሳንዱቅ ዝተረከበ ሰነድ ክክፈት እዩ

10 ተዓዋታይ ጨረታ ዉፅኢት ተወዳደርቲ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ናይ ቅሬታ መታኣናገዲ ግዜ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ምስተወደአ ሰዓራይ ምካኑ ብደብዳቤ ካበ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ መጠን ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ዝአሰር ይከዉን

11 ሰዓራይ ዘቅርቦ ንብረት ዋና ማለት ኦርጅናል ክከዉን አለዎ

12 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ከረክቡ ዝክእሉ ብቅዓት ብሞያ ምስተረጋገፀ ክፍሊት ክክፈል ዝክእልን

13 ተጫረቲ ንዝመለእዋ ዋጋ ዋና ንበይኑ ቅዳሕ ንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባር ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይከኣል

14 ዊዝ ሆልድ ታክስ ምክፋል ግዴታ ምካኑ ምርዳእ የድሊ

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ 25 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቦም ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0343140423 / 0937027137 / 0914395796

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s