ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ካብ UNICEF ብሓገዝ ዝተረኸበ ገንዘብ ንምዝገባ ወሳኒ ኩነት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑጽሪ፦ ኤ/ስ/ም/ወ/ኩ/3528/ዕ/ፋ/ም/ን/18

ዕለት፦ 25/5/2018

ቑጽሪ ፕሮፎርማ፦ 0012/2018

ን2ይ ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ካብ UNICEF ብሓገዝ ዝተረኸበ ገንዘብ ንምዝገባ ወሳኒ ኩነት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም መቕረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተቁዝርዝር ንብረትመግለጺመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብብርመብርሂ
1.ፎቶ ኮፒ ወረቐት A480 ግራምደስጣ50ብመርኣያ (sample)
2.ካርቦን ኮፒ ቀዳማይ ደረጃ8000ደስጣ32ብመርኣያ (sample)

ረቋሒታት፦

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዪ ቁፅርን (TIN) ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐትን (Certificate) ዘለዎን ኮፒ ገይሩ ዘተሓሕዝን፣

2. በቲ ዝቐረበ ሕቶ ድልየትን ብዝቐረባ መርኣያ (sample) መሰረት ዘቅርብ፣

3. ሰዓራይ ዝኾነ መቅረቢ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኤጀንሲ ሰታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ኣታዊ ዝገብር፣

4. ናይ'ዚ ፕሮፎርማ ዋጋ ጸኒዑ ዝጸንሓሉ እቲ ጨረታ ካብ ዝኽፈት ን7 መዓልቲ ምዃኑ፣

5. እዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/5/2018 ዓ/ም ክሳብ 28/5/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ክፍቲ ኾይኑ፤ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓጽዩ ልክዕ 4:30 ናይ ንጉሆ ድማ ይክፈት።

6. ዝተዳለወ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/5/2018 ዓ/ም ጀሚርካ ካብ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ከይዲ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምውሳድ ይኸኣል።

7. እቲ ዝተምለአ ዋጋ ፕሮፎርማ ፌርማን ናይ ትካል ማህተምን ክዓርፎ ብምግባር ብፖስታ ተዓሺጉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ክኣቱ ኣለዎ።

8. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የግልግል፣

9. ኤጀንስና ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ኣድራሻ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ መስመር ጎደና ሰማእታት ኣብ ዝርከብ ህንጻ ወይዘር 4” ደብሪ ቁጽሪ 16። ግምባር ዋና ቤት ጽሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት። ንዝበለጸ ሓበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0342403254/0342402362 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምርካብ ይከኣል እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s