ቁፅሪ 25/05/20189/9
ሰነድ ዕደጋ/ት/ፋ/ክ/ሓ/002/20189/9
ጨረታ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ክፍለ ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፤ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕዳግ ስለዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዊዒት የቕርብ ፡
1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2018 ዓ/ም Iቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን I ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/
ከምኡ'ውን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2018 ዓ/ም ከቕርብ ዝኽእል ፣
2. ካብ ትካልና ከ/ሰ/ዕ/ን/ምምሕዳርን ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 25/05/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 3130 ንጎሆ 150.00(ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን) ብር ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ከምትክዕሉ ንገልፅ ።እቲ ጨረታ ልክዕ 3፤30 ሰዓት ናይ ንጎሆ ተኣፂዩ ኣብ ቲ ዕለት 10/06/2018 ልክዕ ሰዓት 4:00 ንጎሆ በቲ ዕለትይኸፈት።
3. ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ሎት 1 ኤሌክትሮኒክስ 5000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር ) ሎት 2 ናይ ሞተር ሳይክል 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ብጥረ ገንዝብ ፤ብሲፒኦ፤ወይም ብባንክ ዝተረጋገፀ ቸክ፤ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ከትሕዙ ኣለዎም ።
4. ዋጋ ዝተመልኣሉ መጫረቲ ሰነድ ኣብልዕሊኡ ሎት 1 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 2 ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ብምባል ሓደ ኦርጂናል ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ከቅርቡ ኣለዎም። ኣብቲ ልዕሊ ዝተኣሸገ
ፖስታ ናይ ተጫራታይ ስልኪ ቁፅሪን ፤ፌርማ ፤ማሕተምን ክግበረሉ ኣለዎ።
5. ኣብ ዝተመልኤ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሓሊዩ ፊርማ ክኣርፎ ኣለዎ ፌርማ ዝየብሉ ስርዝ ድልዝ ነፀላ ዋጋ ውድቂ ይኸውን።
6. ብዝኾነ ምክንያት ዝተሓተትዎ ረቁሓ ዘየማልኡ ነጋዶ ካብ ጨረታ ውድቂ ይኾኑ
6. ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብበዓሎም መጎኣኣዚን መራገፊን ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ሓድነት ኣብ ቀበሌ 18 ኣብ መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ከረክቡ ኣለዎም።
6. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ
ኣድራሻና - ትግራይ -መቐለ- ቀበሌ
18 መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ
ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 09132009511 0987313391 ብምድዋል ክረኸቡና ይኽእሉ እዩም
ድሕሪት