ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዝገልገሉ ንብረት ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ 1 ፕሪንተራት፣ ኮምፒተር፣ ወንበራትን፣ ዝተፈላለየ ሓጭን መጭንንኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ሓበሬታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዝገልገሉ ንብረት ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ 1 ፕሪንተራት፣ ኮምፒተር፣ ወንበራትን፣ ዝተፈላለየ ሓጭን መጭንንኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም።

1. ተመሊኡ ብፖስታ ተዓሽጉ ንዕኡ ተባሂሉ ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 09/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዘእትው።

2. ዋጋ ዝመልአሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ዘይምለስ ብር 100.00 (ሚእቲ ብር) ጥራሕ ብምኽፋል ካብ ዕለት 25/05/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/06/2018 ዓ/ም ኣብ ተከታታሊ መዓልቲ ምውሳድ ይክኣል።

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ 2000.00 /ክልተ ሽሕ ብር/ ብሽም ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ብዝተረጋገፀ CPO ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ከትሕዝ ኣለዎ።

4. እቲ ሰነድ ጨረታ ዕለት 09/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሽጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለውሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ይኽፈት መቕረብቲ ብናይ ባዕሎም ድልየት ተዘይተረኺቦም እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ፖስታ ንምኽፋት መሰለ ዝተሓለወ እዩ። ብተመሳሳሊ ናይ ጨረታ ዶክሜንት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒንጅ ነኒበይኑ ክቀርብ ኣለዎ

5. ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም።

6. ብመሰረት ዝኣተውዎ ውዕሊ ብዝድለ ፅሬቱ ኣብ ዝተደለየ ግዜ እንተዘይፈፂሞም ተሓታቲ ከምዝኾነ ክፈልጡ ይግባእ።

7. 4.2 ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 መዓልቲ ጥራሕ እዩ።

8. ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ምስገበሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርትን ጉልበትን እቲ ንብረት ከልዕሉ ይግባእ ኮይኑ ግን ኣብ ዝተመደበሎም ግዜ እንተዘይኣልዒሎም በብ ዕለቱ 1/1000 ብር በብመዓልቱ ካብቲ ዝተሰዓረ ጠቕላላ ውዕለ, መኽበሪ ዝኸፍል ምዃኑ ነፍልጥ።

9. All wat miነፈ ተጫራቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ዝተወሃቦም ግዜ ገደብ ውሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ ንብረት 2%

ናይ ጨረታ ውዕሊ መኽበሪ ንምሓዝ ውዕሊ ምእሳር ግቡእ ኣለዎም።

10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

11. ንዘድሊ ሓበሬታ - 03 44-41 65 70 /0945825857/0914748486ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s