ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ሓሸዋ (ሑፃ) ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት፦14/05/2018

ፋይል ቑፅሪ ሀ/ሪ/ስ/0053

ምልክታ ጨረታ

ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ሓሸዋ (ሑፃ) ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማሉኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ይዕድም፡፡

➢ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቁሓታት ከማሉኡ ኣለዎም።

1. ናይ ሑፃ (ሓሸዋ) መቕረባይነት ዝተሓደሰ ፍቓድ ዘለዎ፡፡

2. ፅሬት ሑፃ (ሓሸዋ) ብላብራቶሪ ተፈቲኑ እቲ ዝግባእ ረቑሓታት ዘማለአ ሑፃ ከቕርብ ዝኽእል።

3. መጠን ሑፃ (ሓሸዋ) እቲ ድርጅት ዝደልዮ ዝኣክል ከቕርብ ዝኽእል።

4. ናብ ሳይት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቕርብ ዝኽእል።

5. ናይ ጨረታ ውሕስና ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ (unconditional guarantee) cpo ብር 50,000.00 (ሓምሳ ሸሕ) ከትሕዝ ዝክእል።

6. ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት14/05/2018 ጀሚሩ ክሳብ 20/05/2018 ኣብ ከተማ መቀለ ክ ከተማ ቀደማይ ወያነ ቀበሌ 13 ኣብ ጎኒ ግሪንካሊ ካፌ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 | ኣድላዩ መረዳእታ ክወስዱ ይክእሉ እዮም።ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩዎ ተቀባልነት የብሉን።

7. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዋጋ ብሜትር ኪቡን(m) ዝተሓደሰ ፍቃድ ኦርጅናልን ኮፒን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኣብቲ ናይ ድርጅት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 19 ክሳብ ዕለት 14/05/2018 ናይ ንጉሆ ሰዓት 04፡ 00 ብኣካል ብምምፃእ ከእትው ይክእሉ እዮም።

8. እቲ ጨረታ ዕለት፣20/05/2018ዓ.ም ልክዕ ሰዓት 04፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ሰዓት ተዓፂው በቲ ዕለት ልክዕ  04፡30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ድማ ኣብቲ ናይ ድርጅት ቢሮ ይክፈት። ኣብ ትካልና ብኣካል ናይ ዘይተረከበ ተጫራታይ እውን ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9. ሀሴት ሪልስቴት ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ቀደማይ ወያነ ቀበሌ 13 ኣብ ጎኒ ግሪን ቫሊ ካፌ ዝርከብ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ብኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0974999990/0961090830 ብምድዋል ምርካብ ይካኣል እዩ።

ሀሴት ሪል እስቴት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s