ንኮምሺን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ብነዳዲ እተሰርሕ ደብል ጋቢና ቲዮታ ሃይልኩስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን : ናይ 2018 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩምን ብቅዳሕ አታሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትክሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፍልቲ ግብሪ ዘለኩም አታሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትክሉ

4 መከበሪ ጨረታ 100000 ቅርሺ ጥራሕ ካብ ዝፍለጥ ባንኪ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ብስፒኦ ጥራሕ አስሪሑ ክትሕዝ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዚ ናብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ክፍሊ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ከፊሎም ብምዉሳድ ኣብ ዝመለእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን ሙሉእ ኣድራሽ ምስ ቁፅሪ ስልኪ ክገልፁ ዝክእሉ ካብ ዕለት 28/4/2018 ዓም ክሳብ 12/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብምፍላይ ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም እዚ ጨረታ ዕለት 12/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዝክፈተሉ እዋን ኣብቲ ዕለት ንሱ ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን እነተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ዝክልክል ከምዘየለ

7 ኣብ ዋጋ ናይ መቅረቢ ዝተመለ ዋጋ ዝተመለ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን30 መዓልቲ ይከዉን

8 ብተወሳኪ እዉን ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ንብረት እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሶም ዝወዳደሩ ከምዘለኩም ክትፈልጥዎ ይግባእ ተወስኪ እሴት ታክስ የወስክ ወይድማ የቀነስ ሓሳብ ወይድማ መብርሂ ተቀባልነት ዘይብሉ ምካኑ ንሕብር ኣብ ሕድሕድ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ዉድድር ዝወፅእ ምካኑ

9 እቲ ኮሚሽን ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ብተወሳኪ እዉን 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምንካይ መሰሉ ሕልዉ እዩ

11 ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ መምሊእ ዋጋ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ዝወሰድ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ክከዉን አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403100

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s