ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ንጣብያ ሃፍቶምን ዓዲ ግዳድን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ FSRP ብዝተረከበ በጀት ማሽን ኮዕቲ ጉድጎድ ፅገና ክነስርሕ ስለዝደለና ኣብዚ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ / ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ስለዚ ክትጫረቱ እትደለዩ ተጫረቲ ደረጃ 9 ልዕሊኡን ብማይ ተንከፈ ናይ 2017ን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ዘለዎን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ 2017ን ን2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ብማይ ተንከፍ ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ቫት ምዝጋበ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ወይ ሕዳር 2018 ዓም ቫት ሪፐርት ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ግብሪ ከፋሊ ወይድማ ቲን ናምበር ክቅርብ ዝክእል

6 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል ወይ ኣብ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ዘደላወ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

7 ሓይሊ ሰብ ዝምልከት ድማ ደረጃ 8ን ደረጃ 9ን ናይ ባዕሉ ሞያዊ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ደረጃ 7ልዕሊኡን ድማ ናይ ማህንዲስ ዉዕሊ ዝአሰሮ ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ዘቅርብ ክከዉን አለዎ

8 ስራሕ ልምዲ ካብ 2011 ዓም ክስብ 2017 ዓም ኣብ ክልተ ፕሮጀክት ናይ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንሕድሕዶም ኣርባዕተ ሚአቲ ሽሕ ዝሰርሐ ምካኑ ናይ መወረዳእታ ክፍሊት ግዝያዊ ወይ ናይ መወዳእታ ርክክብ ከቅርብ ዝክእል

9 ስራሕ መሳለጢ ናዉቲ ጀነሬተር ሪግ ወይ ክሬን ናይ ባዕሉ እንተኮይና ሌብሬ ዝተሐደሰ ወይ ተካሪዩ እንተኮይኑ ድማ ዉዕሊ ክራይ ናይ 2018 ዓም ምስ ናይ ባዕል ዋና ሌብሬ ከቅርብ ዝክእል

10 ፋይናንሻል ዓቅሚ ንስራሕ መጀመሪ ሐደ ሚልዩን ኣብ ሒሳቡ ከምዝነበሮ ካብ ሕጋዊ ባንኪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ወይ ንዚ ተመጣጣኒ ዝኮነ ልቃሕ ክረክብ ከምዝክእል ካብ ባንኪ መረዳእታ ዘቅርብ ከምእዉን ናይ 2017 ዓም ጠቅላላ ምንቅስቃስ ልዕሊ ሐደ ሚልዩን ከምዘንቀሳቀሰ ካብ ባንኪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን20 ተከታታሊ መዓለቲ ይከዉን

12 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዉ የብሉን ተሃሊዎ ናይ ባዕል ዋና ፊርማን ማህተምን ክህልዎ አለዎ እንተዘይኮይኑ ካብ ጨረታ ይስረዝ

13 ተጨረታ ኣብ ተቀርብዎ ዋጋ መወዳደሪ ሰነድ ሸም ፊርማን ክታምን ክዓርፎ አለዎ

14 ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ቁፅሪ 17 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ካብ ዕለት 13/4/2018 ዓም ክሳብ 21/4/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

15 ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሳንዱቅ ዕለት 22/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረክብሉ ይክፈት ይኩን ዳምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s