ቤት ፊት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ናይ መደበኛ በጀት ከባቢያዊ ጥሙር ዕድጊት ናይ ማኪና ስፔር : ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 04:40 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፊት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ናይ መደበኛ በጀት ከባቢያዊ ጥሙር ዕድጊት ናይ ማኪና ስፔር : ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

• ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2017ን 2018ዓ/ም - ዓም - ዘሐደስኩም

• እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ

• ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ/ቫት/ ኮይኖም ናይ ጥቅምቲ 30/2018 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደኮፒ ከቅርብ ዝክእል

• ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ካርዲ / TIN / ዘለኩም

• መክበሪ ጨረታ ናይ ስፔር 5000 ቅርሺ ብCO ወይ ብጥረ ንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

• ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕፋንምምሃር ክፍሊ ብምግዛእ ክረት ዝክእል

• ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ትፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምምሕዳርን ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምውሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ትፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንድቅ ንክትኣትውን ንክትወዳደሩን እናተሓሳሰብና

• ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ካብ ዕለት 14/04/2018 ዓ/ም ክሳብ 24/ 04 /2018 ዓ/ም ናይ ንጉሆ 4፡30 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕሸገለ ዕለት 24/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 4 30ንጉሆ

• ሳንድቅ ጨረታ ዝፈተለ ዕለት 24/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 4 40ንጉሆ

• ሳንድቅ ጨረታ ዝፈተለ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ 03 ቀበሌ ምምሕዳር ህንፃ ዝርከብ

• እቲ ጨረታአብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ

• ቤት ዕትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መስለ ዝተሓለወ እዩ

• ስዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ውሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝክእል

• ኣብቲ ዝወፀ ስገስፌክሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ውይ ምቅያርን ምስራዝ ኣይፍቀድን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁፅሪታት ስልኪ 0914754901/0914120820/0914242030/0914747125

NB -- ኣድራሻና 03 ቀበሌ ዓዲ ኣብ ናይ ከተማ ምምሃር ህንፃ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s