ዕለት 15 / 04/2018 ዓ/ም
ዕ/ፋ/ን/ምም/ርቁ 008/2018 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ሕትመት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
መምርሒ ተጫረቲ
1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን፣ናይ መቐረባይ ሰርቲፊኬት፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡
2. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር መግለፂ ወፃኢ ምቕራብ ኣይከኣልን
3. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም
4. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት15/04/18ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17 /04/2018 ይኸውን፡
5. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 20/04/2018ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይኸውን።
6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ሰሪሑ ዘረክብ
7. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8. እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቕረባይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
9. ኣድራሻ ኣብ ከባቢíይ ወያነ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ጅብሩክ ወይራ ሆቴል ዝነበረ
10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁፅሪ 0344-405093 ይደውሉ ።
| ተ/ቁ | ዝርዝር ዝዕደግ ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፋይል ፎልደር | ብሳምፕል | ቁፅሪ | 3500 |
መብርሂ . ካብ ዝሓተትናዮ ስፐሰፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
ቅጥዒ ዝመልኣ ነጋዳይ
ሽም -
ፌርማ
ሓላፍነት፡-
ድሕሪት