ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታት ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታት ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትወዳዱሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ክተማልእዎ ዝግባእ

1) በቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሕደሱ፣

2) ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምዃኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝኽእል፣

3) ቲን ምዝገባ (ቲን ናምበር) ካብ ቢሮ ፋ/ስን ምትሕብባር ሃፍትን ከቅርብ ዝኸእል፣

4) ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝኽእል ወይ ፌደራል በዓል መዚ መንግሰታዊ ዕደጋን ንብረትን ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበ

5) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ነንሕድ ሕድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቑሑታትን ፈርኒቸርን መሳርሒ ኣቑሑታት ናይ ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብ CPO ብር 5000.00(ሓሙሽተ ሽሕ) ብርን ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታትን ናይ ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታትን ድማ ብር 2000( ክልተ ሽሕ ብር) ከትሕዝ ዝክእል፣

6) ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 15/04/2018 ዓ/ም ክሳብ 01/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 5:30 ዘይምለስ ብር 100.00(ሓደ ሚኢቲ) ብር ብምክፋል ነንሕድሕድ እቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቑጽሪ 8 ምውሳድ ይከኣል፣ጨረታ ዝዕፀወሉ 01/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 7:30 ይከውን

7) ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 01/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 7:40 ኣብ ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ዕ/ሓሙስ ኾይኑ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት ።

8) ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ፣

9) ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕ ቤት ፍርዲ ብቑጽሪ ሞባይል 0922274367 ወይ 0912068526 ምሕታት ይካኣል ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s