ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሎም ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ልምዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ናትብላዕን ደብረ ቃልን ዝስርሑ ክልተ ካናላት ኣብ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ንዝተዋፈሩ ሕጋዉያን ናይ ማይ ኮንስትርክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ብናይ ብስራሕቲ ማይ ህንፀት ደረጃ 7 ልዕልኡን ዝተሐደሰ ናይ 2017ን 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ : ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ደረጃ 7 ልዕልኡን ብቅዓት ብቅዓት መረጋገፂ : ቲን ናምበር በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ናይ 2017ን ወይ 2018 ዓም መቅረባይነት ሰርትፊኬት : ተመዝጋባይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ጥቅምቲ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሪሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ተወዳደርት ኣብ ዝሐለፈ 8 ዓመት ኣብ መንግስታዊ ወይ ገበርቲ ሰናይ ፕሮጀክት ብድምር ሐደ ሚልዩን ልዕሊኡን አብ ናይ ማይ ስራሕቲ ጥረሕ ብኣግባቡ ዝሰረሐ ምኮኑ ዝገልፅ ደብዳቤ ደገፍ ወይ ክፍሊት ሰነድ ማለት ፐይመንት ሰርተፊኬት ብተወሳኪ ፋይናል ኣክሰብታንስ ከቅርብ ዝክእል

3 መከበሪ ፕርፎርማ ብር 100000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ ዝክእል

4 ተወዳዳራይ ነቲ ፕሮጀከት ጆሚሩ ከቅፅል ምካኑ ንምርግግፅ እንተነኣሰ ሐደ ሚልዩን ቅርሺ ኣብ ባንኪ ሒሳቡ ዘለዎ ምካኑ ዘረጋግፅ ሕጋዊ ናይ ባንኪ ደብዳቤ ወይድማ ናይ ባንኪ ስተትምነት ብተወሳኪ ናይ ልቃሕ መማረፂ እንተሃልዎ ነቲ ዝተገለፀ መጠን ገንዘብ ብልቃሕ ዝረከብ ምካኑ ካብቲ ዝልቀሖ ባንኪ ኣቀዲሙ ዝተዉሃቦ መረጋገፂ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክልእ

5 ሰላራይ ዝከዉን ተወዳዳራይ ኩሎም ዝተሐተቱ ዝተሐተተ ረቆሒታት አማሊኡ ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአ ይከዉን

6 ሰዓራይ ዝፍለ ብሎት ኮይኑ አብ ሕድሕድ ፕሮጀክት ወይድማ ሎት ንናይ ባዕሉ ዝተሐተተ ዋጋ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን

7 ሰዓራይ ተኮናታሪ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝተዉሃቦ ዲዛይን ረቆሒን መሰረት ከስርሕ ዝክእል መሃንድስን ፎርማንን ከቅርብ ዝክእልን ነቲ ስራሕ ዘድሊ ናይ ቅየሳ መሳርሒ ማለት እዉን ለቨሊንግ ፒካፕ በዝሒ ሐደ ዳምፕ ትራክ ሐደ ቫይቭሬተር በዝሒ ሐደ ዲስክ በዝሒ ሐደ ብምጥቃም ኣብ ዉሽጢ 90 መዓልቲታት ሰሪሑ ከቅርብ አለዎ

8 ሰዓራይ ተወዳደሪ መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ብጥር ገንዝብ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ዉሕስና ዘትሕዝ ካኑ ክፈልጥ አለዎ

9 ተወዳደርቲ ናይ ዝወዳደርሉ ምሉእ ሰነድ ቅድም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱን ኩሎም ዝተሐተቱ መለክዒ ዝሐዙ መረደእታት ዋናን ክልተ ቅዳሕን ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታት ምስዓሸጉ ዋና ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ናእሽተይ ነብስወከፍ ፖስታት በማርክር ብዝረአ ቀለም ብምፅሓፍ ማህተም ኣብ ልዕል እቲ ፖስታ ክዓርፎ ብምግባር ዳግም ኮሎም አናእሸተይ ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ኣእትዩም ብምዕሻግ እቲ ዕሻግ ማህተም ክዓርፎ ብምግባር ናይቲ ዝወዳደርሉ ፕሮጀክት ሽም ናይ ኮንትራክተር ሽምን ኣድራሻን ኣብ ልዕሊ እቲዓብይ ፖስታ ብዝር ማረከር ብምፅሓፍን ነቲ ዉድድር ተባሂሉ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ቁፅሪ 7 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክኣትዉ አለዎ

10 ኣብ ነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ ፈሪሞምን ሓቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ደኩመንት እንተይኣዛብዕ ክምቲ ክሽየጥ ዘሎ ከየኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

11 እዚ ዋጋ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 10/4/2018 ዓም ሰዓት 2:30 ክሳብ ክሳብ 17/4/2017 ዓም ሰዓት 6:00 ቀትሪ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

13 ሰነድ ፕሮፎርማ ዕለት 17/4/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ይኩን እምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0942751484 0913875262

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s