ምልክታ ፕሮፎርማ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ፦
➢ ናይ 2108 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::
➢ ሕጋዊ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/04/2018 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:00 ሰዓት 3:20 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት ::
➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተነገሮ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት እቲ ንብት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ኣታዊ ይገብር :: ካብ ዝኣዘዝናዮ መፍለዪ ኣቅሓ ንብረት ወፃኢ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን ::
➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ::
| ተቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መበረሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኣጀንዳ ማእኸላይ | ቁፅሪ | 6 | 1ይ ደረጃ | ||
| 2 | ኮምቲተር ወረቀት | ካ/ቶን | 5 | 1ይ ደረጃ | ||
| 3 | እስክርቢቶ | ካ/ቶን | 4 | ቡና 1ይ ደረጃ | ||
| 4 | ፕሪንተር ቀለም | ቁፅሪ | 2 | 80 A | ||
| 5 | ቦክስፋይል በዓል በረት | ቁፅሪ | 24 | ኬንት | ||
| 6 | ቦክስ ፋይል ተኣሳሪ | ቁፅሪ | 36 | |||
| 7 | ክላሰር | ፓኬት | 02 | 1ይ ደረጃ | ||
| 8 | ካኪፖስታማእኸላይ | ፓኬት 03 | ||||
| 9 | ካኪ ፖስታ ንኡሽተይ | ፓኬት | 02 | |||
| 10 | ፍሌሽ 64 GB | ቁፅሪ | 01 | |||
| 11 | ፍሌሽ 32 GB | ቁፅሪ | 04 | |||
| 12 | ካርቦን | ፓኬት | 05 | 1ይ ደረጃ | ||
| 13 | እስቴፕልስ | ካ/ቶን | 04 | 1ይ ደረጃ | ||
| 14 | ዲቫይደር | ቁፅሪ | 03 | ጋርድያን | ||
| 15 | ስቴፕለር | ቁፅሪ | 01 | ማእኸላይ | ||
| 16 | ናይ ማህተም ቀለም | ፓኬት | 01 |
➢ ንተወሳኺሓበሬታብቁ ስ 0914755232 ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት