ምልክታ ውስን ጨረታ
መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም መኪና ተሽከርከርቲ ፅገና ግልጋሎት /ጋራዥ/ ንመርካብ ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ /ክገዝእ/ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም፡-
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TI/ ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ ፣ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ ቫት ተመዝጋብቲ እንተኮይንኩም ናይ ቀረባ እዋን ዲክለራንስ እተቕርቡ/ደቀቕትን ኣናእሽተይን ተመዝገብቲ እንተኮይንኩም ድማ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ
2. ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘቕርቦ ግልጋሎት ውዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ንሓደ ዓመት ኮይኑ እቲ ዝወሃብ ግልጋሎት ቕቡል እንተዘይተገይሩ ኣብ ዝኮነ እዋን ውዕሊ ከምእነፍርስ
3. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ሻት ይኩን ካልእ ተሓሳቢ ተገይሩ ክምላእ ኣለዉ
4. ዝምላእ ሰነድ ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ
5.ዋጋ ኣብናይ ሆስፒታልና ቅጥዕ ክከውን ኣለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብሉን
6. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 2/04/18 ክሳብ 09/04/18 ምኳኑ
7. እዚ ጨረታ ዕለት 09/04/2018 ሰዓት3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኸፈት
8. ደረጃ ብቕዓት ካብ 3 - 5ይ ካብኡ ንላዕሊ ዘለዎም ምኳና ካብ ዝምልከቶ ትካል መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
9. ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኽእል
10. መ/ ሆስፒታል11 ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ
11. ተጫረቲ ሰነዶም ሙሉእ ብሙሉእ አንተአረኪቦም ክሳብ ጨረታ መክፈቲ መዓልቲ ምፅናሕ ከየድለየ ኣቐዲሙ ክክፈት ይክእል እዩ
12. መ/ ሆስፒታል 11ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ ናይ ትካሎም ክቢ ማህተም
ንዝበለፀ ሓበሬታ ንዝበለፀ ሓበሬታ
0946793588