ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኣንዳ ሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጅክት ናይ ሓባራዊ ዕላ ኣብ ጣብያ ደሓዝቲ ፍሉይ ቦታ ዝባን ትምህርቲ ማይ ጎዳጉዲ 2 ዒላ ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ታሕታይ ሕያ ፍሉይ ቦታ ሰውሒ ያ ሰውሒ ወልደ ሰንበትን ገረብ ዓይኒን 3 ዒላ ዝኮኑ ፕሮጀክትታት ብምልክታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ሰለዝደለየ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኣንዳ ሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጅክት ናይ ሓባራዊ ዕላ ኣብ ጣብያ ደሓዝቲ ፍሉይ ቦታ ዝባን ትምህርቲ ማይ ጎዳጉዲ 2 ዒላ ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ታሕታይ ሕያ ፍሉይ ቦታ ሰውሒ ያ ሰውሒ ወልደ ሰንበትን ገረብ ዓይኒን 3 ዒላ ዝኮኑ ፕሮጀክትታት ብምልክታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዕለት 22/03/2018 - 29/03/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዘይምለስ ብር 200 እናከፈልኩም ኣብ ከተማ ማጨው ጥቃ ኮሎጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣንዳ ሞኮኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር መፂእኩም ክትወስዱ ከም እትክእሉ ንሕብር::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባ ረቋሕታት

1. ናይ ተጫራታይ ስም ፊርማ ማሕተም ኣድራሻ ክግበረሉ ኣለዎ

2. ናይ 2018 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅራባይንት ክቅርቡ ኣለዎም

3. ምስ ዋና ሰነዱ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ኣብ ሓደ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርብ ዝክእል

4. ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ መስከረም ዲክላሬሽን ከቅርቡ ዝክእሉን

5. መከበሪ ፕሮፎርማ ብር 20,000.00 ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ከድሕዝ ዝክእልን

6. እቲ ጨረታ ዕለት 29/03/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ተወዳደርቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0901265563

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s