ምልክታ ጨረቃ ፕሮŒr
ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ናይ ተሽከርከርቲ ዝተቐይረ ናይ ሞተር ዘይቲ ዝተቓፀለ ሞተር ዘይቲ/ኦልዮ በጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም።
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ተሽከርካሪ ዝተቐየረ ሞተር ዘይቲ ኦልዮ⁄ | ተቐይሩ ኣብ በርሚል ዝተኣከበ | ብሊትሮ | 200 |
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
3. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ።
4. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ሒሳብ ከፊሎም ኣብ ውሽጢ 5/ሓሙሽተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ንብረት/በርሚልን መጋዓዝን ክወስዱ ዝኽእሉ ።
5. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
6. ተወዳደርቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መምልኢ ዋጋ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዕድጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 308 ጥራሕ ናመፃኩም ትውስዱ::
7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 23/03/2018ዓ/ም ክሳብ 26/03/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 308 ዝኸፈት ይኸውን።
8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 308 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።
ድሕሪት