ሓፈሻዊ ሆስፒታለ ኮረም ዝተፈላለዩ አቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት 2 አቁሑት ፅሬት

ሎት 3 ሕትመት

ሎት 4 ደምቢ ክዳን

ሎት 5 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ

ሎት 6 ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት

ሎት 7 ንምግቢ ዘድሉ ቀረባት ከምእኒ አትክልትን ስጋን

ሎት 8 ኣፋዉስን ናዉቲ ሕክምናንÂ ብቢ ዝምልከቶም ዘርፊ ዓዉዲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቁሓ

  1. ብዘይካ ሎት 7ን ሎት 8ን ን ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ንሕድሕድ እቲ ትጫረትሉ ዘፈር ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ 2008ን 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን
  2. በቲ ትጫረትሉ ዓይነት ዘፈር ስራሕ ዝመዘገበሉ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ሰርትፊኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝኽእልÂ ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ብዘይካ ሎት 7ን 8ን
  3. ንተጫረቲ ሎት 8 ዝተሓደሰ መረዳእታ መረጋገፂ ብቅዓት ከቅርብ ዝክእል
  4. ንሎት 7 ከከም ኩነታት ዕዳጋ በቢ 3 ወርሒ ዉዕሊ ናኣሰረ ን 1 ዓመት ኣቅርብ ኣብ ዝተብሃለ ግዘ ዘቅርብ
  5. እቲ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ተፈሊዩ በዘተአሸገ Â ሽምዒ ፖስታ ከቅርብ ዝኽእልን::
  6. ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ በዓሎም መጋዕዝያ ኣብ ሆስፒታል ኮረመ ከቅርብ ዝክእል
  7. እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 17 ነሓሰ 2008 ዓ/ም ክሳብ 30 ነሓሰ 2008ዓ/ም ሰዓት 400 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ሆስፒታል ኮረም ንሎት 8 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ካብ ሎት 1 ክሳብ ሎት 7 ንዘለዉ ድማ 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ምዉሳድ ይከኣል
  8. መክበሪ ጨረታ ንሎት 8 6000 ቅርሺ ካብ ሎት 1 ክሳብ ሎት 7 ንዘለዉ ድማ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ብምተሓዝ ኣታዊ ብምግባር
  9. ሰነድ ጨረታ ነሓሰ 30 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ሰዓት 4፡30 ኣብ ሆስፒታል Â ኮረም ይክፈት
  10. ተጫረቲ ኣብ ዝወሰድዎ ሰነድ ሕቶ እንተሀሊዎም ጨረታ ንክክፈት 3 መዓልቲ እንትተርፎ ዝቀርብ ሕቶ ተቀባልነት የብሉን
  11. ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ተወሳኪ ሓበሬታ 0345 510059

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s