ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንወረድኡ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2018 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ሞተር ሳይክል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዝተገለፀ ዘፈር ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም : ቲን ናምብር :መቅረባይነት : ዝተሐደሰ ዘለኩም

2 ናይ 2017 ዓም ግበሪ ዝከፈልኩም ካርዲ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረደእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

4 ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መከበሪ ዝኮን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 8000 ቅርሺ : ብጥር ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ እዉን ስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዴትን ክተትሕዙ እትክእሉ

5 እቲ ዘይሰዓረ ተጫራቲ ናይ መከበሪ ጨረታ ቢድበንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ዝምለሰሉ ይከዉን

6 መሳርሒ ፅሕፈት : ሞተርሳይክል ኣቅሑት ካብ 8/3/2018 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ኣብናይ ባዕልና ዝተዳለወ ሰነድ ብምምላእ ዋና ቅዳሕን ነኒበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይርሉ ናብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ሐዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 02 ሳንዱቅ ዝኣትዉ ይከዉን

7 እቲ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/3/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 02 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ይከዉን

8 እቲ ጨረታ ሞተርሳይክል ኣቅሑት ዝዕፀወሉ ዕለት 24/3/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 02 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ይከዉን

9 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዝህልዉ ይምረፅ እንተዘይሃልዩም ግና ዘይተከፈተ ዝምለሰ ጨረታ ወይድማ ፖስታ ክህልዉ ኣይክእልን

10 ሰዓራያ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ብኣካል መፂኡ ዉዕሊ ይኣስር

11 ናይቲ ሽያጥ ዝርዝር ደኩመንት ወይ ድማ ሰነድ ዘይምለሰ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ሐዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይከኣል

12 ጨረታ ዝሰዓረ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከተሕዝ ዝክእል

13 ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ ንብረት አብ እዋኑ ኣታዊ ዘይገበረ እቲ ኣታዊ ዘይተገበረ ንብረት ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀፂዑ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ይገብር

14 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፈቀድን ማለት እዉን ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መከበሪ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

15 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ብምሽፋን ኣ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ሐዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 03 ኣታዊ ይገብር

16 ሰነድ ጨረታ ካብናይ ባዕልና ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን

17 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

18 ብመምርሒ መሰረት ንእንዕደጎ ኣትም ብኣይተም 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914101196 / 0914138946

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s