1 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2017 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም
2 ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም
3 ቫት ምዝጋበ ሰርትፊኬት ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ቫት ዲክሊሪሽን ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
5 ኣብ ፖስታ ዝዕሸግ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቫት ምዝጋበ ሰርተፊኬት :መቅረባይነት : ናይ ከፋሊ ግብሪ መለለይ ቲን ናምበር ብግልፂ ዝረአ ክክዉን አለዎ
6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ኮፒ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒ ተባሂሉ ነንበይኑ ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ምልክት ብምግብር ከቅርብ ዝክእል
7 ተጫረቲ ኦርጅናን ኣብ ዘይቅርብሉ እዋን ዝቅረብዎ ዋናን ኮፒ ብዝምልክቶ ኣካል ዝተረጋገፀ ክክዉን አለዎ
8 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ኣብ ዝኮነ ይኩን ትካል ዝተኣገደ ነጋዳይ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይክእልን
9 ተጫረቲ ዋጋ እንተምልእሉ ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋን አፈላላይ ክህልዉ የብሉን
10 ኣብ ሞተር ሳይክልት ተጫረቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅረሺ : ናይ ሳይክል ስፔር 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር 5000 ቅረሺ : ናይ ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ በባነኪ ዝተረገገፀ ቼክ ወይድማ ስፒኦ ከትሕዝ ክክእል አለዎም
11 ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ተጫረቲ ካብ ዕለት 1/3/2018 ዓም ክሳብ 15/3/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን እናመፃእኩም ዘይምለስ 200 እናከፈልኩም ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ
12 እቲ ጨረታ ዕለት 16/3/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዕለት 16/3/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት
13 ሰዓራይ መቅረባይ ዝልጠፈሉ ብስፐስፊከሽን መሰረት ኮይኑ ዝተሐተተ ዋጋ ካብ ዝመለአ መቅርባይ እዩ
14 ተጫራታይ ሲርካ ተባሂሉ ፋይናንሻል ዉፅኢቱ ብስሩዕ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ድሕሪ ሰለሰተ ማዓልቲ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ መክበሪ ዉዕሊ ብብንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
15 ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣታዊ ዝገበር
17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት