ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓሓይለ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀደማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15000.00
  • ቦታ: ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ : ቫት ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምኑን እቶትክም ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ዲክለር ዝገበርኩምን ዘፍለጥክሙን

2 መፍለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕዶም ዘይመለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳረ ፋይናንስን ወረዳ ሓሓይለ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ወይድማ ቢድ ቦንድ ንሕድሕዶም 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኦርጅናል ወይድማ ዋና ንብረት ክተቅረቡ እትክሉ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 1/3/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 17/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቀትሪ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ ሓሐይለ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 4 መፂእካ ምዉሳድ ይከኣል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሃሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

8 ብክልተ ነናይ ባዕሉ ፖስታ ሐደ ዋና ሰነድን ሐደ ቅዳሕን ክተእትዉ ትክእሉ

9 ተጫራቲ ተጫሪቱ ዝተዓወተ ምካኑ ምስተፈለጠ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ እቲ ንብት ባናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከቅርብ ዝክእል

10 ዝኮነ ይኩን ዘይተማለአ ሰነድ እንተእቲዉ ዉድቂ ከመዝከዉን ክፈልጥ ይግባእ

11 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ ሕዳር 17/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 17/3/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ወይድማ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

12 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እተዘይተረከቡ እዉን ከይዲ ጨረታ ዘይጎላእላእ ምካኑ ክፍለጥ አለዎ

13 እዚ ዋጋ እዚ ን 40 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

14 ቤት ፅሕፈትና ካብ ጠቅላላ ንብረት 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ እዉን ክቅንስ ዝክእል ምካኑ ክፍለጥ አለዎ

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914763274 / 0974583074

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s