ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ቡንባ: ኣንሶላ: መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር: ፃዕዳ ጣፍ :መለዋወጢ አቁሑት መኪና ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ 16 ነሓሰ 2008 ዓም Â ክሳብ 26 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ሆስፒታልና ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕሐደÂ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ከፊልኩምÂ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖሰታ ናብ ቅድስት ማርያም ሆሰፒታል አክሱምÂ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክትቀርቡ ትክእሉ እተቅርቡ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ

  1. ፃዕዳ ጣፍ ተወሳኪ ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮኑ እንትኮኑ ካልኦት ንብረት ግን ተወሳኪ ታክስ ተመዝገብቲ ጥራሕ ይምልከት
  2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰን ሓደ Â ቅዳሕ ዘቅርብ
  3. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ እተቅርቡን
  4. ናይ 2008 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ሓደ ቅዳሕ እተቅርቡን ጥራሕ ክትወዳደሩ ትክእሉ
  5. መክበሪ ጨረታ 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ
  6. ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 26 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡45 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ንመሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ :አንሶላ :መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር ይምልከት ንድሕሪ ሰዓት 9:00 ድማ መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ሕትመት ኤለክትሪክ: አቁሑት ቡንባ :ፃዕዳ ጣፍÂ ይምልከት
  7. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት4:00 ንመሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ :አንሶላ: መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር ይምልከት ንድሕሪ ሰዓት 9:00ድማ መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ሕትመት ኤለክትሪክ: አቁሑት ቡንባ: ፃዕዳ ጣፍÂ ይምልከት
  8. ዘድሊ መረዳእታን መክበሪ ጨረታን ኣመሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከመዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ
  9. ተጫረቲ ንሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ መፅዐንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ኣታዊ ይገብር
  10. መክበሪ ዉዕሊ 10% ብጥረገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  11. እቲ ሆስፒታል ካብ ጠቅላላ ዝዕድጎ ንብረት 20% ክቅንስን ክዉስክን ክምዝክእል ክሕብረ ይፎቱ
  12. ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማ በዓል ዋናን እንተዘይሃሊዎ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ኣብ ጎኑ ፊርማ እንተዘይሃሊዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
  13. እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s