1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ
2 ናይ ዘመኑ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ
3 ናይቶም ንብረት ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 10 ብምክፋል ካብ 21/2/2018 ዓም ጀሚቱ ካብ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 1 ብምዉሳድ ዋናን ቅዳሕን እቲ ሰነድ ጨረታ ብምዕሻግ ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን ማህተምን ብምዕራፍ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ
4 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን በቢሮ እምበር ብእርሳስ ክፀሓፈ የብሉን
5 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 21/2/2018 ዓም ክስብ 5/3/2018 ዓም ይከዉን
6 ናይ መገጣጠምን ቆፀርትን ጨረታ 5/3/2018 ዓም ልክዐ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:40 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
7 ከምእዉን ናይ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ: ናይ ማይ ኬሚካል ክለሪን ድማ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓተ 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 8:20 የክፈት
8 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ናይ ማይ መገጣጠምን ቆፀርትን 10000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ : ኤሌክትሪክ 10000 ቅርሺ: ናይ ማይ ኬሚካል ክለሪን 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
9 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ የትሕዙ
10 ሰዓርቲ ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ካብ 15/3/2018 ዓም ጀሚሮም ዉዕሊ ብምእሳር ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንብረት ክፍሊ አታዊ ይገብሩ
11 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ እቲ ዉዕሊ ዝኣስርዎ መዓልቲ ዝተጠቀሰ ኣታዊ እንተዘይገይሮም መከበሪ ዉዕሊ ዝተሓዝዎ ገንዘብ ብቅዕፃት ናብ ካዝና መንግስቲ አታዊ ይገብሩ
12 ክፍሊት ብዝምልከተ ድማ ንብረት ምስ ኣረከቡ ሒሳብ ሑሉእ ብሙለ ብሐደ ግዜ ይክፈል
13 ኣብ ዝቀርብ ንብረት ወካሊ መርኣያ ወይ እዉን ሳምፕል ከቅርቡ ግድን ይከዉን
14 እቲ ቤት ፅሕፈት ኦርጅናል ንብረት እንተዘይ ኣቅሪቦም ናይ ምምላስ መሰሉ ሕልዉ እዩ
15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
16 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0953176749 0347771276
ድሕሪት