1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::
2 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
4 ጨረታ ዝሰዓረና ብዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን መፂኡ ከረክብ ዝክእል::
5 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/ 12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 13/12/2008 ዓ /ም ክሳብÂ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/12/2008 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
7 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስÂ 4ይÂ /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 50.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
8 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት