ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንሰ ከተማ ሃ/ሰላም ን2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ ዝርከባ ናይ መንግሰቲ ተሽከርከርቲ መኪና ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምሰ ሰዓራይ ክሳብ ሰነ 30/2018ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ክፅግን/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንሰ ከተማ ሃ/ሰላም ን2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ ዝርከባ ናይ መንግሰቲ ተሽከርከርቲ መኪና ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምሰ ሰዓራይ ክሳብ ሰነ 30/2018ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ክፅግን/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::ሰለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ዝርዝር

1. በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኦርጅናል ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፊኬት ኦርጅናል ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3. ንተወሳኪ እሴት ታክስ /AI ዝተመዝገበ የ vATምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ረድቶም 2010ዓ/ም vል፣ ዲክላሬሽን ዝገበረሉ ኦርጅናል ሓደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

4. በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምኳኑን ምሰክር ወረቀት ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

5. ደረጃ 3ን ልዕሊኡን ዝኮነን ነዚ መረጋገፂ ካብ መንገዲ ትራንሰ ፖርት ዝተወሃበ መረዳእታን ኦርጅናል ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

6. ናይ መወዳደሪ ደኩመንት ሰርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ፣ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ክኸውን ይግባእ

7. ተራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ ብር 200.00/ብር ክልተ ሚኢቲ ጥራሕ /እናኸፈሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንሰ ከተማ ሃ/ሰላም ከይዲ ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ካብ ዕለት 13/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 03/03/2018 ዓ/ም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ ክወዳደሩ ይኽእሉ

8. ተጫረቲ ናይ ውሕሰና መገበሪ ሰነድ ጨረታ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር ጥራሕ /ብሽም ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ከተወ ሃ/ሰላም ብ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ወይ ባንኪ ዝፈልጦ ቸክ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ከቕርብ ዝኽእል /እትኽእል /

9. እቲ ጨረታ ዕለት 04/03/2018 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ንጎሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ንጎሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋ/ከ/ሃ/ሰላም ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት :: ተጫረትቲ ብዘይምርካቦም ጨረታ ምኽፋት ኣይተኣጓጎልን ::

10. ዏ.ጋ ዝተመለኣ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኮፒን ተፈልዩ ብ2ተ ፖሰታ ብሽምዒ ተዓሺጉ ከቕርብ ዝኽእል እቲ ዝተመለኣ ዋጋ ምሰ ቫቱ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኮይኑ ምስ ቫቱ ከም ዝተመለኣ ተገይሩ ይውሰድ

11. ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይዂን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዮ ::

12. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ሰልኪ 091-284281/0914240731/0949935704ደዊልካ ምሕታት ዝከኣል ምኳኑ ንሕብር

ምሰ ሰላምታ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሃር ፋይናንሰ ከተማ ሃ/ሰላም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s