ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ፅሬት ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ ከቅርብ ዝክእል

2 ሓድሹ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮኑ

4 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዓይነት ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ከቅርብ አለዎ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምልክት ካብ ዝወፀሉ 11/2/2018 ዓም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ወይድማ ከተማ ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 84 ምዉሳድ ይከኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ 25/2/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፀዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ወይድማ ከተማ ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 84 ይክፈት

8 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለትን ሰዓትን ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 30 መዓልቲ ይከዉን

12 ዝሰዓረ ተጫረቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ወይድማ ከተማ ማይጨዉ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ አታዊ ይገብር

13 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

14 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓርዎ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347771009 0996903271 0914297564

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s