ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ናይ መካይን ስፔር ፓርት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2018 04:40 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ናይ መካይን ስፔር ፓርት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

• ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2017ን 2018ዓ/ም ዓ/ም ዘሐደስኩም

• እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ

• ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ/ቫት/ ኮይኖም ናይ መስከርም 30/2018 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደኮፒ ከቅርብ ዝክእል

• ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ካርዲ / TIN / ዘለኩም

• ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስ ከተማ ዓዓዲ ከይዲ ስራሕ ፅፋ ንምም/ር ክፍሊ ብምግዛእ ክጫረት ዝክእል

• ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ትፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምውሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጅኖልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንድቅ ንክትኣትውን ንክትወዳደሩን እናተሓሳሰብና

• ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ካብ ዕለት 11/ 02 /2018 ዓ/ም ክሳብ 21/ 02 /2018 ዓ/ም ናይ ንጉሆ 4፡30 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 21/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ

• ሳንድቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21 / 02 / 2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡40 ንጉሆ

• ሳንድቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ 03 ቀበሌ ምምሕዳር ህንፃ ዝርከብ

• እቲ ጨረታኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካድ

• ቤት ፅ/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መስሉ ዝተሓለወ እዩ

• ስዓራይ ካብ ዝተነገረሉ አብ ውሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝክእል

• ኣብቲ ዝወፀ ስፔስፌክሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ውይ ምቅያርን ምስራዝ ኣይፍቀድን

• ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሪታት ስልኪ 0914754301/0914120820/0914242030/0914747125

NB -- ኣድራሻና 03 ቀበሌ ዓግዲ ኣብ ናይ ከተማ ምም/ር ህንፃ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s