ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ። ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡
2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/02/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 07/02/18ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይኸፈት ፡
2. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።
3. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 01 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።
4. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ።
5. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ፡፡
6. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡
7. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታ ይከኣል እዩ ፡
| ተ. | ዝርዝር ዓይነት | ዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ሞዴል | ቤት ፅሕፈት |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሰሌቫ ሰሌንደር | ሴት | 1 | ማዝዳ | ምልሻ | |||
| 2 | HUB BRANIG | ቁፅሪ | 2 | ማዝዳ | ምልሻ | |||
| 3 | HUB | ቁፅሪ | 2 | ማዝዳ | ምልሻ | |||
| 4 | DISC BREAK | ቁፅሪ | 1 | ማዝዳ | ምልሻ | |||
| 5 | ስታርተር | ቁፅሪ | 1 | ሚስትቡሽ K-74 Nissan D-22 | መጎር | |||
| 6 | ሙሉእ ሃርገስ | ቁፅሪ | 1 | Nissan D-22 | ምም |