ቁፅሪ 3346/ወ-014/18
ዕለት 03/02/2018ዓ/ም
ናብ ዝምልከቶ ኩሉ
ዋኒኑ - ብዛዕባ ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ምምላእ ይምልከት
ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ሕትመት ፀገም ንምፍታሕ ናይ ሕትመት ካብ ዘለዉ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።
| ተ.ቁ | ናይ ንብረት ዓይነት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Prescription Paper ኣብሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝ | ብሳምፕል | ብፓድ | 200 | ||
| 2 | For Emerjency IRR 50 ዝሕዝ ብረቶ ኮፒ ካርቦን ዘለዎ | ብሳምፕል | ብፓድ | 5 | ||
| 3 | ቢን ካርድ ናይ ንብርት | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 400 | ||
| 4 | Lab Regest Paper አብሓደ 200 | ብሳምፕል | ብፓድ | 100 | ||
| 5 | Patient form ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝ | ብሳምፕል | ብፓድ | 100 | ||
| 6 | Lab Registretion book ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝ | ብሳምፕል | ብመዝገብ | 06 | ||
| 7 | ሞዴል 2ዐ ናይ ንብረት መሕተቲ | ብሳምፕል | ብፓድ | 50 | ||
| 8 | አታውን ወፃእን በጀት መመዝገቢ መዝገብ ሚሂ12ኣብሓደ 100 ቅጠል ዝሕዝ | ብሳምፕል | ብመዝገብ | 02 | ||
| 9 | Referal slip ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝ | ብሳምፕል | ብፓድ | 50 | ||
| 10 | ቢን ካርድ ናይ መድሓኒት | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 400 | ||
| 11 | Siklib Paper ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝ | ብሳምፕል | ብፓድ | 05 | ||
| 12 | OPD Registretion book ኣብ ሓደ 200 ቅጠል ዝሕዝ | ብሳምፕል | ብመዝገብ | 08 | ||
| 13 | ሞዴል 42 | ብሳምፕል | ብፓድ | 03 | ||
| 14 | Indivldual folder/ ና ይ ሕ ት ከርዲ /180ግ | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 10000 | ||
| 15 | Appoyntment card (የ ቆጦሮ ስ: ካ ር ድ ) | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 10000 |
ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግበአኩም ረቃሕታት
1. በቲ ዘርፉ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ 04/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 06/02/2018 ዕለት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲአብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ሰዓት 8:00 ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 06/02/2018ዓ/ም ሰዓት 80:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከውን።
3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ።
4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም
5. ክትዋዳደሩ ትደልዩ ተዋዳደርቲ ናይ TOT/VAT ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይምረፅ
6. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ።
ክንዲ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ
ፕሮፎርማ መቅረቢ
ፌርማ--
ሽም-
ዕለት
ፌርማ-
አድራሻ:-ላጪ ጥዕና ጣብያ ስ/ቁ0942769463 /0985003613
ድሕሪት