ምልክታ ጨረታ ይምልከት
ሃፀይ ዮወሃንስ ሓፈሻዊ 2.ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2018 ዓ/ም ዝተፋላለዩ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1. ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /ናምበር ዘለዎ
2. ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብን ናይ ሻት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ዝገበረ።
3. ህል፣ ዝተመዝገብ እንትክው'ንይምረፅ
4. ጨረታ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 4/02/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት11/02/2018 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ
5. ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 11/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኽፈት። እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ዝከኣል ምካኑ
6. ተጫረቲ ናይ ጨረታመክበሪባንኪ ዘተራጋገፀ CPO 15000/ዓሰርተ ሓሙስተ ሽሕ ብር ዘቅርብ
7. ሰነድ ጨረታ መሸጢ /100ብር ሓደሚኢቲ ካብ ምምሕዳርን ፋይናንስ ቢሮ ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኹም ክትወስዱ ትክእሉ ምዃንኩም ንሕብር።
8. ዝቐርብ ዋጋ ብዝተቐመጠ ስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቕርብ፡፡
| ተ ቑ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር | መዐቀኒ | በዝሒ | ዋጋ | መብረሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ናይ ኮምፒተር ወረቀት | በዓል 80 44ግራም | ደስጣ | 1000 | ኣቤት ት/ቲ በሳም ካብ መሰረት | ||
| 2 | ቀለም ኮምፒተር | Ecosys m2640 idw Tki170 toner cartridge sw 6288658 d09 | ቑፅሪ | 03 | |||
| 3 | ቀለም ኮምፒተር᎙p 107ል | Replae with Wi 107A Laser Toner cartridge cNE ijc 9612717 CBP 3AW6L1413 | ቑፅሪ | 03 | |||
| 4 | DX 2430 copy printer ቀም | Made inUK EDP code 817222 Orgnal | ቑፅሪ | 20 | ኣቤት ት/ቲ በሳም ካብ መሰረት | ||
| 5 | D× 2430 እስተንስ | Orgnal | ቑፅሪ | 10 | |||
| 6 | ዋይት ቦርድ ዳስተር | BaHo | ብቑፅሪ | 100 | |||
| 7 | WHITE BOARD Marker.G-213 | Gxin 12pcs | ፖኬች | 200 | ኣቤት ት/ቲ በሳምፕ ካብ መሰረት | ||
| 8 | ኣቃፊ | ብዓል ንድ | ብቑፅሪ | 150 | |||
| 9 | ሒሳብ መዝገብ | መሰመሩ ግፍሕ ዝበለ ፃዕዳ | ብቑፅሪ | 4 | |||
| 10 | ቻርት | ጥቅል | 2 | ||||
| 11 | ማርከር ኣርቲ ላይ | 90 | ፖኬት | 10 | |||
| 12 | ማርኬር ጃንቦ | ፖኬት | 4 | ||||
| 13 | ተክስት ማርከር | ፖኬት | 2 | ||||
| 14 | ኮላ/Woodfix/ | ብቑፅሪ | 10 | ||||
| 15 | ካርታ ዓለም mወይ | ብቑፅሪ | 2 | ||||
| 16 | ካርታ ኣፍሪካ map | ብቑፅሪ | 2 | ||||
| 17 | ካርታ ኢዮትጵያ map | ብቑፅሪ | 2 | ||||
| 18 | ድቫይደር ብዓል 3ተ/ሰለስተ ዓይኒ ዘለዎ | 6ተ ነኳል ዘለዎወ | ኀቑፅሪ | 15 | |||
| 19 | መስተዋሻ ኣጀንዳ | 2017 ዓ/ም /2025/ ካላንደር ዘለዎ | ብቑፅሪ | 20 | ኣብ ቤት ት/ቲ ሳምፕል መሰረት | ||
ናይ ጨረታ መምርሒ
9. ተጫረቲ ሽም፣ ፊርማ፣ አድራሻ፣ ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ ኣለዎም።
10. ተጫረቲ እቲ / ግልጋሎት ሰዓራይ ምዃኖም ምስ ፈለጡ ውዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ግቡእ ግልጋሎት ናይ ምሃብ ግዴታ ኣለዎም።
11.ኣብቲ ጨረታ2ይን 3ይን ዝኾኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ውዕሊ ምስኣሰረ ሽዑንሽዑ ይምለሰሎም፡
12. ኣብ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ዝተውሃቦም ጊዜ ገደብ ውሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ10% ውዕሊ መኽበሪ ብምትሓዝ
ውዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ኣለዎም፣ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ከምኡው'ን ዘተሐዞ ጨረታ መክበሪ/ CPO/ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ምስ ገበረ ይልቀቀ።
13. ከይዲ ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ዝኾነ ጨረታ ከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘክይድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምዃኑ ክፈልጡ ይግባእ፣
14.ተጫረቲ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዙይ ተባሂሉ ተዳልዩ ኣብ ዝወሃቦም ቕጥዒ ጥራሕ እዩ።
15. ጨረታ ምስ ተኸፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለወጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብቲ ጨረታ ንነብሶም ምግላለን ኣይኽሉን፣
16. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፖስታ፡ ኣብዚ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ዝተቀመጡ ካልኦት ናይ ጨረታ ግብኣትን መረዳእታታትን ክሳብ ዝማልኡ ብኣካል እንተዘይቀሪቡ እውን ፖስትኦም ኣብ ጨረታ ክኽፈት ይግበሮ፣
17. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ጉልበትን ናብ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ መሰናድኦ ናይ ምብፃሕ ግዴታ አለዎ
18. ናይ ጨረታ ፖስታ ብስምዒ ዝተዓሸገ ኤንቬሎፕን ማሕተም ብምግባር ኣብ ቤትትምህርቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ፖስታ ምእታዉ ከም
ዝግባእ።
19. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንተሃልይኩም ጥርዓን ኣብ 5 መዓልቲ ውሽጢ ናይ ምቅራብ መሰልኩም ዝተሓለወ ምኻኑ፡
20. ካብ እቲ ቤትትምህርቲ ዘዳለዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቐባልነት የብሉን ብተወሳኺ ኣብ ዝተቀመጠ ስፕስፊኬሽን ሰርዝካ ናይ ባዕልካ ስፐስፊኬሽን ምቅማጥ ኣይከኣልን።
21. ተጫረቲ ግልፂ ኣብዘይኮነሎም ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተቀመጡ ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቅርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብፅሑይኸውን፣
22. ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 2/0914761811 0914778831
ድሕሪት