ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፅገና ኮምፒዩተር/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ፡-

ቑፅሪ 74/ግጨ-18/2018 ዓ/ም 

ዕለት 30/01/2018 ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፅገና ኮምፒዩተር/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ፡-

በዚ መሰረት

➢ በቢ ትወዳደርሉ ዘፈር ዓውደ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቫት ተመዝገብትን ናይ ዲክለር መረዳእታ ዘለኩምብን ፣ ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ዝኾንኩም ፤ ዝምልከተኩም ድማ ናይ ደቐቐትን ኣናእሽተይን መረዳእታ ዘለኩምን ንሕድሕድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ተቕርቡ

➢ መኸበሪ ጨረታ ንመኪና መለዋወጢ ብር 20,000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ለተር ኦፍ ክሬዲት ወይ ብCPO ከተቕርብ ዝትኸል ንኮምፒዩተራትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፅገና ብር 5,000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ለተር ኦፍ ክሬዲት ብCPO ከተቕርብ ዝትኸል

➢ ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ፡

➢ ንመኸበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ ኣብ ኦርጅናል ሰነድ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ዝቐርብ ኾይኑ ብጥረ ገንዘብ ዘቕርብ ቅድሚ መክፈቲ ጨረታ ምእካሉ ናይ ኣታዊ ደረሰኝ ዝቖረዕሉ መረዳእታ ኣብ ውሽጢ ሰነድ ጨረታ እትዩ ክቐርብ ይግባ ካብዚ ወፃኢ ኣብ መኽፈቲ ጨረታ ጥረ ገንዘብ ሒዙ ዝመፅእ ተቐባልነት የብሉን።

➢ ዋጋ መግዘኢ ሰነድ ጨረታ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00/ ብር ሓደ ምኢቲ ቅርሺ / እዩ

➢ ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 1/2/2018 ጀሚሩ ክሳብ 10/2/2018 ንተኸታተልቲ 10 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን 3ይ ደብሪ እንዳገዛእኹም ምውሳድ ትክኡ/ላ/

➢ ሰነድ ጨረታ ዝምላእ እብናይ ትካልና ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ክኸውን ኣለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብሉን

➢ እዚ ጨረታ ዕለት 10/2/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም

ኣብዘለውሉ ይኸፈት።

➢ ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኽእል

➢ ሆስፒታል መቐለ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

➢ ተወሳኪ ሓበሬታ ዝቐርብ ደኩመንቲ ብግልፂ ዝርኣ ክኸውን ኣለዎ፡፡

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s