ግልፂ ሊዝ ጨረታ 01/2018 ዙር ጨረታ 01 ዓይነት ጨረታ መደበኛ ጨረታ
1 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 15 /1/2017 ዓም ክሳብ 28/1/2018 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ኣብ ኣጠቃቅማን ከተማ መሬት ምሕዳርን ከተማ መሬትን ካዳስተር ሽር እንዳስላሴ ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ክትወስዱ እናሐበርና
2 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 28/1/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ 29/1/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ መሬት ምሕደራ ዝርከብ ኣዳራሽ ራብዓይ ፎቅ ይክፈት
3 መርሃ ግብሪ ንጨረታ ዝወፁ ቦታታት ዝረኣየሉ ን21/1/2018 ዓም ከምእዉን 26/1/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ብምርካብ ክትርከቡ ትክእሉ
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወየ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ስራሕ ኣብ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራን ብኣካል ብምምፃእ ወይ ቁፅሪ ስልኪ 0927688106
ድሕሪት