ምልክታ ፕሮፎርማ
ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Pipe ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
5. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 15/01/2018 ዓ/ም - 19/01/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይኸውን
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዜ የረክቡ፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0948466283 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | Galvanized Steel pipe " x6meter "B" class with Coupler 9,36 KG and above | ||||||||